አብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ ቤተሰብን ፈተውትን ይራኸቡ።

ተአማንን ብተመጣጣኒ ዋጋ ዓለምለኻዊ ፃውዒት : ገዛኻ ብንሽተይ ዘቅርብን

ኣፕ ስቶር

ጉግል ፕሌይ ስቶር

A lady smiling after using FroggyTalk International calling app

አብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ ቤተሰብን ፈተውትን ይራኸቡ።

ተአማንን ብተመጣጣኒ ዋጋ ዓለምለኻዊ ፃውዒት : ገዛኻ ብንሽተይ ዘቅርብን

ጉግል ፕሌይ ስቶር

ንምንታይ ፍሮጊቶክ መሪፆም።

ትሑት ዓለምለኻዊ ደረጃታት ፃውዒት

ዝተመጣነ ዓለምለኻዊ ፃውዒት ክትገብሩ ጥራይ አይኾነን ንሕግዘኩም ; አብ ዘለኹምዎ ናይ አእምሮ ዕረፍቲ እውን ንህበኩም።

ርግፀኛታት ኢና

ኹሉሻብ ፍሮጊቶክ ከም መደወሊ መተግበሪ ከይኮነስ ብሓፂር ሰዐት ናብ ገዛኹም ትራኸብሉ መንገዲ ጌረኩም ትኣምኑ ትኽእሉ ኢኹም። ብመተግበርና ቀሊል አጠቃቅማ ተፈጥራዊ ኮይኑ ይስመአካ።

ብቋንቋኹም አውግዑ (ተፀሓሓፉ)

ቋንቋ እንግሊሽ መፍትሒ አፍኩም አይኾነን? ፀገም የብሉን ። ምስ ናይ ዓሚል ሓገዝቲ (ሰባት) ብቋንቆኦም አብ ፍሮጊቶክ የውግዑ።

መጀመርታ ስድራቤት

አባና ንኣና ቤተሰብና ብምዃኖም ፈለማ ነቀምጦም ። ካብ ምድዋል ኻሊእ ፀገም አጋጢምዎም ? ሰብ ደዊሉ ደሀይኹም ክሓትት ንገብር ኢና።

ተወሳኺ አሎ

ገና እዚ ፈለማ እንትኸውን ልክዕ ኸም ገዘኦም ክስመዖም ንገብር ኢና።

ሰሙናዊ መደወሊ ቦታ

ምስክርነት

ስባት ብዛዕባና እንታይ ይብሉ ?

FroggyTalk International Calling app FAQ

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

ሕጂ ውን ሓገዝ የድልየኩም ድዩ? ምሳና ዕላል ግበሩ

ፍሮጊቶክ ኣፕ ከመይ ይሰርሕ?

ፍሮጊቶክ ንደወላትካ ምስ ስልኪ ናይቲ ተቐባሊ ንምትእስሳር ናይ ኢንተርነት ርክብካ ይጥቀም። እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ናይ ኢንተርነት ርክብ ወይ ናይ ፍሮጊቶክ ኣፕ ኣየድልዮን’ዩ። ካብ ዝርዝርኩም ርክብ ብምምራፅ ወይ ድማ ነቲ ቁጽሪ ኮድ ሃገር ዘለዎ ቁጽሪ ምድዋል ጥራይ።

ካርዲ ብኸመይ ክገዝእ ይኽእል ?

ኣብቲ ኣፕ ኣብ ዘሎ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቅ ደቢት/ክረዲት ካርድ፡ ፔይፓል፡ ወይ ካልእ ዝድገፍ ናይ ከባቢ ክፍሊት ኣገባብ፡ ዝመረጽኩምዎ ኣገባብ ክፍሊት ይየምረፁ።

ብኸመይ ነፃ ካርዲ ከረክብ ይሰቀል ?

ካብቲ ኣብቲ ኣፕ ዘሎ "Refer and Earn" ዝብል ክፍሊ ፍሉይ ሪፈራል ኮድኩም ኣካፍሉ። ዓርክኻ ፍሮጊቶክ ምስ ኣውረደ፡ ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ኮድ ምስ ኣእተወን ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊት ምስገበረ ነጻ ካርዲ ትረክቡ።

ከመይ ጌረ ናይ ቅናሽ ኮድ ክጥቀም ይኽእል?

ኣብቲ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ገጽ፡ ኣብቲ ዝተዋህበ ቦታ ናይ ቅናሽ ኮድ (ንኣብነት፡ THANKYOU20) ኣእቱ እሞ "Apply" ጠውቕ። እቲ ቅናሽ ንኽምልከት ኣብ ተመሳሳሊ ክፍለ ግዜ ነቲ ዕድጊት መልኣዮ።

ፍሮጊቶክ እንታይ ዓይነት ቋንቋታት እዩ ዝድግፍ?

ፍሮጊቶክ ቋንቋታት እንግሊዝኛ፣ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ዓረብኛ፣ ሃውሳ፣ ዲንካን ፈረንሳን ይድግፍ።