Help Center

FroggyTalk International Calling app FAQ

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

ሕጂ ውን ሓገዝ የድልየኩም ድዩ? ምሳና ዕላል ግበሩ

ፍሮጊቶክ ኣፕ ከመይ ይሰርሕ?

ፍሮጊቶክ ንደወላትካ ምስ ስልኪ ናይቲ ተቐባሊ ንምትእስሳር ናይ ኢንተርነት ርክብካ ይጥቀም። እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ናይ ኢንተርነት ርክብ ወይ ናይ ፍሮጊቶክ ኣፕ ኣየድልዮን’ዩ። ካብ ዝርዝርካ ርክብ ብምምራጽ ወይ ድማ ነቲ ቁጽሪ ኮድ ሃገር ዘለዎ ቁጽሪ ምድዋል ጥራይ

ፍሮጊቶክ ኣፕ ከመይ ይሰርሕ?

ፍሮጊቶክ ንደወላትካ ምስ ስልኪ ናይቲ ተቐባሊ ንምትእስሳር ናይ ኢንተርነት ርክብካ ይጥቀም። እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ናይ ኢንተርነት ርክብ ወይ ናይ ፍሮጊቶክ ኣፕ ኣየድልዮን’ዩ። ካብ ዝርዝርኩም ርክብ ብምምራፅ ወይ ድማ ነቲ ቁጽሪ ኮድ ሃገር ዘለዎ ቁጽሪ ምድዋል ጥራይ።

ከመይ ጌረ ናይ ካርዲ ክገዝእ ይኽእል?

ኣብቲ ኣፕ ኣብ ዘሎ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቅ ደቢት/ክረዲት ካርድ፡ ፔይፓል፡ ወይ ካልእ ዝድገፍ ናይ ከባቢ ክፍሊት ኣገባብ፡ ዝመረጽካዮ ኣገባብ ክፍሊት ምረጽ።

ካርዲ ብኸመይ ክገዝእ ይኽእል ?

ኣብቲ ኣፕ ኣብ ዘሎ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቅ ደቢት/ክረዲት ካርድ፡ ፔይፓል፡ ወይ ካልእ ዝድገፍ ናይ ከባቢ ክፍሊት ኣገባብ፡ ዝመረጽኩምዎ ኣገባብ ክፍሊት ይየምረፁ።

ብዛዕባ ፍሮጊቶክ ባህርያትን ምልላይን ብኸመይ ክፈልጥ ይኽእል?

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተኸታተሉና፡ ኣብቲ ኣፕ "መፍለጢታት" ዝብል ክፋል ድማ ብዛዕባ ሓደሽቲ ባህርያት፡ ምልላይን ቅናሻትን ዝምልከት ሓድሽ ሓበሬታ ንምርካብ ተወከሱ።

ብዛዕባ ፍሮጊቶክ ባህርያትን ምልላይን ብኸመይ ክፈልጥ ይኽእል?

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተኸታተሉና፡ ኣብቲ ኣፕ "መፍለጢታት" ዝብል ክፋል ድማ ብዛዕባ ሓደሽቲ ባህርያት፡ ምልላይን ቅናሻትን ዝምልከት ሓድሽ ሓበሬታ ንምርካብ ተወከሱ።

ፍሮጊቶክ እንታይ ዓይነት ቋንቋታት እዩ ዝድግፍ?

ፍሮጊቶክ ቋንቋታት እንግሊዝኛ፣ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ዓረብኛ፣ ሃውሳ፣ ዲንካን ፈረንሳን ይድግፍ።

ፍሮጊቶክ እንታይ ዓይነት ቋንቋታት እዩ ዝድግፍ?

ፍሮጊቶክ ቋንቋታት እንግሊዝኛ፣ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ዓረብኛ፣ ሃውሳ፣ ዲንካን ፈረንሳን ይድግፍ።

ኣብ ፍሮጊቶክ ዝግበር ጻውዒት ይኽፈል ድዩ?

ንመዕለቢ ዝኸውን ዋጋ ንምርካብ ኣብቲ ኣፕ ኣብ ገጽ ዋጋታት ተወከሱ።

ከመይ ጌረ ታሪኽ ጻውዒተይ ይምርምር?

ኣብ ፍሮጊቶክ ናብቲ "መበገሲ ገፅ" ዝብል ብምኻድ ታሪኽ ጻውዒትካን ነውሕቲ ግዜ ጻውዒትን ኣጠቓቕማ ክሬዲት ምርኣይ።

ፍሮጊቶክ ከመይ ጌረ እየ ዘመሓይሾ?

ኣብ ጉጉል ስቶር ወይ አፕ ስቶር ብምእታው ፍሮጊቶክ ዝብል ድለዩ፡ ሓዱሽ ስርሒት እንተሃልዩ ድማ "Update" ጠውቑ። ኣፕካ እዋናዊ ምግባር፡ እዋናዊ ባህርያትን ምእራማትን ከም እትረክብ የረጋግጽ።

ፍሮጊቶክ ንምጥቃም ናይ ኢንተርነት ርክብ የድልየኒ ድዩ?

እወ፡ ፍሮጊቶክ ንምድዋል ንጡፍ ምትእስሳር ኢንተርነት (ዋይ-ፋይ ወይ ሞባይል ዳታ) የድልዮ። እንተኾነ እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ኢንተርነት ኣየድልዮን’ዩ።

ክሬዲት ናብ ካልእ ተጠቃሚ ከሰጋግር ይኽእል ድየ?

ኣይፋልን፡ ክሬዲት ምስ ኣካውንትካ ዝተኣሳሰር ስለዝኾነ ናብ ካልእ ተጠቃሚ ክሰጋገር ኣይክእልን።

ስለምንታይ ኣብ ክንዲ ዋትስኣፕ ፍሮጊቶክ ክጥቀም?

ፍሮጊቶክ እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ኢንተርነት ኣብ ዘይብሉ፡ ዋትስኣፕ ክጥቀም ኣብ ዘይክእለሉ፡ ወይ’ውን ድኹም ምትእስሳር ኢንተርነት ኣብ ዘለዎ እዋን ኣህጉራዊ ጻውዒት ንምግባር ምቹእ’ዩ። ፍሮጊቶክ ነቲ ክፍተት ይድልድልን ስሉጥ ርክብ የረጋግጽን።

ፍሮጊቶክ ኣብ ብዙሓት መሳርሒታት ክጥቀመሉ ይኽእል ድየ?

እወ፡ ዝተመዝገበ ቁጽሪ ተሌፎንካ ተጠቒምካ ኣብ ካልእ መሳርሒ ናብ ፍሮጊቶክ ክትኣቱ ትኽእል ኢኻ። ዝርዝር ሚዛንን ሕሳብካን ብኣውቶማቲክ ክሰጋገር እዩ።

እንታይ ዓይነት ኣገባብ ክፍሊት ትድግፉ?

ፍሮጊቶክ ዓበይቲ ናይ ደቢት/ክረዲት ካርድታትን ፔይፓልን ሓዊሱ ብዙሓት ኣገባባት ክፍሊት ይቕበል። ንጂኦግራፊ ዝምልከት ናይ ክፍሊት ኣማራጺታት እውን ክህሉ ይኽእል እዩ።

ከመይ ጌረ ናይ ቅናሽ ኮድ ክጥቀም ይኽእል?

ኣብቲ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ገጽ፡ ኣብቲ ዝተዋህበ ቦታ ናይ ቅናሽ ኮድ (ንኣብነት፡ THANKYOU20) ኣእቱ እሞ "Apply" ጠውቕ። እቲ ቅናሽ ንኽምልከት ኣብ ተመሳሳሊ ክፍለ ግዜ ነቲ ዕድጊ ምልኣዮ።

ከመይ ጌረ ናይ ቅናሽ ኮድ ክጥቀም ይኽእል?

ኣብቲ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ገጽ፡ ኣብቲ ዝተዋህበ ቦታ ናይ ቅናሽ ኮድ (ንኣብነት፡ THANKYOU20) ኣእቱ እሞ "Apply" ጠውቕ። እቲ ቅናሽ ንኽምልከት ኣብ ተመሳሳሊ ክፍለ ግዜ ነቲ ዕድጊት መልኣዮ።

ካርዲ እንተገዚአ ክሳብ ክንደይ ይጸንሕ?

ሒሳብካ ፈጺሙ ኣይውዳእን ንዘይተወሰነ ግዜ ድማ ቅቡል ኮይኑ ይቕጽልን። ፍሮጊቶክ ኣድላዪ እንተኾይኑ ነዚ ፖሊሲ ናይ ምዕራፍ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ጻውዒተይ እንተተቛሪጹ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ጻውዒትካ እንተተቛሪጹ፡ ምትእስሳር ኢንተርነትካን ቅጥዕታት ኣፕካን መርምር። እቲ ጉዳይ እንተቐጺሉ፡ ኣፕካ ኣዘምን ወይ ንደገፍ ዓማዊል ርኸብ።

ካርዲ ገዚአ’የ፣ ኣብ ሕሳበይ ግን ኣይተንጸባረቐን። እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ዝገዛእካዮ ሒሳብ ኣብ ኣካውንትካ እንተዘይተራእዩ፡ ነቲ ኣፕ ብምሕዳስ ጀምር። እቲ ሒሳብ ሕጂ’ውን እንተዘይኣንጸባሪቑ፡ ብሕያውነት ምስ ናይ ደገፍ ጉጅለና ርኸብ’ሞ ስክሪን ሾት ወይ መርትዖ ክፍሊት ኣካትት። ክንርእዮን ነቲ ጉዳይ ብቕልጡፍ ክንፈትሖን ኢና።

ንዓርከይ ሪፈር ገይረ ግን ነጻ ካርዲ ኣይረኸብኩን ንምንታይ?

: ንዓርክኻ አዚ ኣረጋግጽ፦ - ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ሊንክካ ጠዊቑ ወይ ሪፈራል ኮድካ ጽሒፍዎ ዶ - ድሕሪ ምውራድ ኣፕ ብቕጽበት ተመዝጊቡ። - ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊቶም ገይሮም ዶ?

ነፃ ካርዲ ብከመይይ ይረክብ?

ካብቲ ኣብቲ ኣፕ ዘሎ "Refer and Earn" ዝብል ክፍሊ ፍሉይ ሪፈራል ኮድኻ ኣካፍል። ዓርክኻ ፍሮጊቶክ ምስ ኣውረደ፡ ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ኮድካ ምስ ኣእተወን ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊ ምስ ዝገብረ ነጻ ካርዲ ትረክብ።

ብኸመይ ነፃ ካርዲ ከረክብ ይሰቀል ?

ካብቲ ኣብቲ ኣፕ ዘሎ "Refer and Earn" ዝብል ክፍሊ ፍሉይ ሪፈራል ኮድኩም ኣካፍሉ። ዓርክኻ ፍሮጊቶክ ምስ ኣውረደ፡ ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ኮድ ምስ ኣእተወን ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊት ምስገበረ ነጻ ካርዲ ትረክቡ።

ብሪፈራል ክንደይ ክረክብ ከም ዝኽእል ደረት ኣሎ?

ኣይፋልን ደረት የብሉን! ዝበዝሑ ኣዕሩኽ ብዝወከስካ መጠን፡ ናይ መጀመርታ ዕድጊኦም ምስ ገበሩ ዝያዳ ካርዲ ትረክብ።

ንዓርከይ ሪፈር ገይረ ግን ነጻ ካርዲ ኣይረኸብኩን ንምንታይ?

ንዓርክኻ አዚ ኣረጋግጽ፦ - ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ሊንክካ ጠዊቑ ወይ ሪፈራል ኮድካ ጽሒፍዎ ዶ - ድሕሪ ምውራድ ኣፕ ብቕጽበት ተመዝጊቡ። - ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊቶም ገይሮም ዶ?

ኣብ ፍሮጊቶክ ጻውዒት ክቕበል ይኽእል ድየ?

ኣይፋልን፡ ኣብዚ እዋን እዚ ንደገ ዝወጽእ ጻውዒታት ጥራይ እዩ ዝድግፍ። ብመንገዲ እቲ ኣፕ ጻውዒት ክትቅበል ኣይትኽእልን ኢኻ።

ጻውዒተይ እንተተቛሪጹ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ጻውዒትካ እንተተቛሪጹ፡ ምትእስሳር ኢንተርነትካን ቅጥዕታት ኣፕካን መርምር። እቲ ጉዳይ እንተቐጺሉ፡ ኣፕካ ኣዘምን ወይ ንደገፍ ዓማዊል ርኸብ።

መጠን ጻውዒት ከከም ሰዓት ናይ መዓልቲ ይፈላለ ድዩ?

ኣይፋልን፡ ፍሮጊቶክ ደረጃታት ፃውዒታት ምሉእ መዓልትን ለይትን ሓደ ዓይነት ኮይኑ ይቕጽል።

ንውሓት ግዜ ጻውዒትን ክፍሊትን ክርኢ ይኽእል ድየ?

እወ ዝርዝር ጻውዒታት ንውሓት ግዜን ክፍሊትን ሓዊሱ ኣብቲ "ታሪኽ ጻውዒት" ዝብል ክፍሊ ናይቲ ኣፕ ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ፍሮጊቶክ ጻውዒት ክቕበል ይኽእል ድየ?

ኣይፋልን፡ ኣብዚ እዋን እዚ ንደገ ዝወጽእ ጻውዒታት ጥራይ እዩ ዝድግፍ። ብመንገዲ እቲ ኣፕ ጻውዒት ክትቅበል ኣይትኽእልን ኢኻ።

ኮድ እንተዘይበፂሑኒ እንታይ ክገብር አለና?

ኮድ ናብ ዋትስኣፕኩም ይለኣኹ። ቁጽርኻ ኣብ ዋትስኣፕ እንተዘይተመዝጊቡ፡ እቲ ኮድ ብኤስኤምኤስ ክለኣኽ’ዩ። ሕጂ’ውን እንተዘይተቐቢልኩም፡ ሓገዝ ንምርካብ ምስ ናይ ደገፍ ጉጅለና ብፅሑ።

ኮድ እንተዘይበፂሑኒ እንታይ ክገብር አለና?

ኮድ ናብ ዋትስኣፕኩም ይለኣኹ። ቁጽርኻ ኣብ ዋትስኣፕ እንተዘይተመዝጊቡ፡ እቲ ኮድ ብኤስኤምኤስ ክለኣኽ’ዩ። ሕጂ’ውን እንተዘይተቐቢልኩም፡ ሓገዝ ንምርካብ ምስ ናይ ደገፍ ጉጅለና ብፅሑ።

ንምንታይ ፍሮጊቶክ ምውራድ ዘይከአልኩ ?

እዚ ድማ ብሰንኪ ዘይአኹል መኽዘን ድኹም ምትእስሳር ኢንተርነት ወይ ምስ መሳርሒኻ ናይ ምትእስሳር ጸገማት ክኸውን ይኽእል። ጸገም ክትፈትሕ ፈትን ወይ ንሓገዝ ምስ ደገፍ ርኸብ።

እቲ ኣፕ ኣብ ስልከይ ኣይሰርሕን’ዩ። እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ኣፕካ ዳግማይ አጀምሮ ወይ ምትእስሳር ኢንተርነትካ መርምር። እቲ ጉዳይ እንተቐጺሉ ስርዓት ምምሕዳርካ ኣዘምን ወይ ነቲ ኣፕ ዳግማይ ጽዓኖ ኣድላዪ እንተኾይኑ ምስ ደገፍ ዓማዊል ርክብ ግበሩ።

አካውንተይ ክድምስስ ይኽእል ዶ?

እወ ብዘይ መቕጻዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋን ኣካውንትካ ክትስርዞ ትኽእል ኢኻ። ብደገፍ ዓማዊል ርኸብ ወይ ድማ ካብ ገጽ ፕሮፋይል ናይቲ ኣፕ ኣካውንትካ ደምስሶ።

ኣብዚ ዘይተዘርዘረ ጉዳይ እንተ ኣጋጢሙኒ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

24/7 ናይ ዓማዊል ደገፍ ጉጅለና ብዋትስኣፕ፣ ኢመይል፣ ወይ ቀጥታዊ ዕላል ርክብ ግበሩ። ንሕና ወትሩ ክንሕግዘኩም ኢና ኣብዚ ዘለና!

ነአና ሕቶን ርኢቶን አለዎም ?

ይርከቡና

FroggyTalk international calling app logo

ይብፅሑና