ኣርብዓ ሽሕ ኤርትራውያን ብሕሱር ናብ ገዛ ክድዉሉ ልሕግዝ (ሓምሳን ሸሞንተን ደቓይቕ ብዩሮ ዓሰርተ + ግብሪ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኩሉ ጊዜ ሰንበት)።

ኣብ ኤርትራ ምስ ቤተሰብን ፈተውትን ተራኸብ

ዘተኣማምንን ብተመጣጣኒ ዋጋን ኣህጉራዊ ጻውዒታት፡ ንኤርትራ ቁሩብ ቅርበት ከም ዝስምዓ ዝገብር።

እቲ መተግበሪ ካብ አፕ ስቶር ኣውርድዎ ።

እቲ መተግበሪ ካብ ፕሌይ ስቶር ኣውርድዎ ።

ኣብ ኤርትራ ምስ ቤተሰብን ፈተውትን ተራኸብ

ዘተኣማምንን ብተመጣጣኒ ዋጋን ኣህጉራዊ ጻውዒታት፡ ንኤርትራ ቁሩብ ቅርበት ከም ዝስምዓ ዝገብር።

እቲ መተግበሪ ካብ አፕ ስቶር ኣውርድዎ ።

እቲ መተግበሪ ካብ ፕሌይ ስቶር ኣውርድዎ ።

ንምንታይ ፍሮጊቶክ መሪፆም።

ትሑት ዓለምለኻዊ ደረጃታት ፃውዒት

ዝተመጣነ ዓለምለኻዊ ፃውዒት ክትገብሩ ጥራይ አይኾነን ንሕግዘኩም ; አብ ዘለኹምዎ ናይ አእምሮ ዕረፍቲ እውን ንህበኩም።

ርግፀኛታት ኢና

ኩሉ ግዜ ኣብ FroggyTalk ክትጽበዮ ትኽእል ኢኻ፡ ከም ካልእ ናይ ምድዋል ኣፕ ጥራይ ዘይኮነስ ናብኤርትራ ንምምላስ ሓደ ጻውዒት ኣብ ሓደ ግዜ ክትራኸበሉ ዝኸድካ መንገዲ። ምስቲ ናይ Appና ቀሊል መተሓላለፊ፡ ምጉዓዝባህርያዊ ኮይኑ ይስምዓካ።

ብቋንቋኹም አውግዑ (ተፀሓሓፉ)

ቋንቋ እንግሊሽ መፍትሒ አፍኩም አይኾነን? ፀገም የብሉን ። ምስ ናይ ዓሚል ሓገዝቲ (ሰባት) ብቋንቆኦም አብ ፍሮጊቶክ የውግዑ።

መጀመርታ ስድራቤት

አባና ንኣና ቤተሰብና ብምዃኖም ፈለማ ነቀምጦም ። ካብ ምድዋል ኻሊእ ፀገም አጋጢምዎም ? ሰብ ደዊሉ ደሀይኹም ክሓትት ንገብር ኢና።

ተወሳኺ አሎ

ንሕና ገና ጀሚርና ኣለና፡ ኣብ ዘለኻዮ ቦታ ከም ገዛኻ ኮይኑ ንኽስምዓካ ኣብ ተልእኾ ኣለና።

ሰሙናዊ መደወሊ ቦታ

ምስክርነት

ስባት ብዛዕባና እንታይ ይብሉ ?

FroggyTalk International Calling app FAQ

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

ሕጂ ውን ሓገዝ የድልየኩም ድዩ? ምሳና ዕላል ግበሩ

ፍሮጊቶክ ኣፕ ከመይ ይሰርሕ?

ፍሮጊቶክ ንደወላትካ ምስ ስልኪ ናይቲ ተቐባሊ ንምትእስሳር ናይ ኢንተርነት ርክብካ ይጥቀም። እቲ ትድውለሉ ዘለኻ ሰብ ናይ ኢንተርነት ርክብ ወይ ናይ ፍሮጊቶክ ኣፕ ኣየድልዮን’ዩ። ካብ ዝርዝርካ ርክብ ብምምራጽ ወይ ድማ ነቲ ቁጽሪ ኮድ ሃገር ዘለዎ ቁጽሪ ምድዋል ጥራይ

ከመይ ጌረ ናይ ካርዲ ክገዝእ ይኽእል?

ኣብቲ ኣፕ ኣብ ዘሎ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቅ ደቢት/ክረዲት ካርድ፡ ፔይፓል፡ ወይ ካልእ ዝድገፍ ናይ ከባቢ ክፍሊት ኣገባብ፡ ዝመረጽካዮ ኣገባብ ክፍሊት ምረጽ።

ነፃ ካርዲ ብከመይይ ይረክብ?

ካብቲ ኣብቲ ኣፕ ዘሎ "Refer and Earn" ዝብል ክፍሊ ፍሉይ ሪፈራል ኮድኻ ኣካፍል። ዓርክኻ ፍሮጊቶክ ምስ ኣውረደ፡ ኣብ እዋን ምዝገባ ሪፈራል ኮድካ ምስ ኣእተወን ናይ መጀመርታ ናይ ካርዲ ዕድጊ ምስ ዝገብረ ነጻ ካርዲ ትረክብ።

ከመይ ጌረ ናይ ቅናሽ ኮድ ክጥቀም ይኽእል?

ኣብቲ "ካርዲ ንምዕዳግ" ዝብል ገጽ፡ ኣብቲ ዝተዋህበ ቦታ ናይ ቅናሽ ኮድ (ንኣብነት፡ THANKYOU20) ኣእቱ እሞ "Apply" ጠውቕ። እቲ ቅናሽ ንኽምልከት ኣብ ተመሳሳሊ ክፍለ ግዜ ነቲ ዕድጊ ምልኣዮ።

ፍሮጊቶክ እንታይ ዓይነት ቋንቋታት እዩ ዝድግፍ?

ፍሮጊቶክ ቋንቋታት እንግሊዝኛ፣ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ዓረብኛ፣ ሃውሳ፣ ዲንካን ፈረንሳን ይድግፍ።